Mining

ሚልዮነራት ኣብ ዕደናታት ወርቂ ኤርትራ የውፍሩ // Millionaires Are Investing in Eritrea Mining Industry



Rick speaks with Matt Grainger, VP Business Development of Alpha Exploration

#EritreaGoldMining
#KerkashGoldExploration
#ArabianNubianShield

[ad_2]

source

Related Articles

24 Comments

  1. ኢዚ ተምጾኦ ዘሎኻ የመስግነካ ኣበይ ኢና ከነውፍር እዞም ኣብ ኢውሮጳ ንቕመጥ ጽ ጹይ ሓበሬታ ሃበና ክቡር ሓው ንረብሓናን ንረብሓ ሃገርናን ክንጠቅም።🇪🇷🙏🇪🇷🙏😊

  2. እቲ መሰረታዊ ነገር ሃብቲ ሃገር ናብ ረብሓ ህዝቢ ብኸመይ ይውዕል ኢዩ ። ዝተፈላለያ ሃገራት ብ ባህርያዊ ሃብቲ ዘግየጻ ኣለዋ ከም ክውየት ፡ ቀጠር ፡ ነርወይ ፡ ሱዕዲ ወዘተ ክንብል ንኽእል ወይ ድማ ደቡብ ሱዳን ፡ቨንዙዌላ፡ ማእከላይ ኣፍርቃ ፡ ኤርትራ ። እቲ ፍልልይ እምበኣር ምሕደራ ኢዩ ። ስለዚ ኤርትራ ብቅጦባ፡ ትምህርቲ፡ ወታደርውን ቴክኖሎጅካዊን ፡ ብዓቢኡ ከ ማሕበርዊ ፍትሒ ክህልዋ ኣብ መሕደራ እዞም ጸጋታት እምበር ኣብ ህላውኦም ጥራይ ዝምርኮስ ኣይኮነን ። ኩሉኻ ግዱስ ኤርትራዊ ጸጋታትካ ንኸንቱ ከይባኽን ን መሰልካን ንፍትሕን ተቃለስ ንቃሕ።
    ወድቀት ንጠለምቲ ብጾቶምን መለኽትን።

  3. ❤❤❤ኣሰላም ሰላም ክቡር መምህር ብዛዕባ ሃገርና ተቕርቦም ብጣዕሚ ኣገደስትን ምኻኖም የመስግነካ ፡ ሕቶይ ግን ካብ ቶናት ሓደ ግራም ዝብልግን ኣይውሓደን ክንደይ ቶንት ሓመድ ገላቢጥካስ ክንደዩ ክኸውን ዝወሓደ ኮይኑ ይስመዓኒ ነብርሂ ክትገብረልና ምስ ምሉእ ምስጋና

  4. Thank you dear brother for your information, next to this can you give us detail information how we can ingage on the investment and how to communcate with the company, bank ect……
    Thank u

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Back to top button